China: People laid floral tributes and lit candles in the southern city of Zhuhai, where a man whom authorities said was ...
ነበርቲ ምብራቕ ጎጃም፡ ብቐንዱ ድማ ከተማ ዝቢስት ንድምጺ ኣመሪካ ከም ዝሓበሩዎ፡ ኣብ ዝሓለፈ ሰሉስ ካብ ሓይልታት መንግስቲ ብዝተተኰሰ ድሮናት ብውሑዱ 43 ሞይቶም ብዙሓት ድማ ቆሲሎም። ኣብ ሰሜን ...
ዓዋሉ ሀይቲ ትማሊ ሰኑይ ኣብ ዓለምለኸ ማዕርፎ ነፈርቲ ከተማ ፖርት-ኡ-ፕሪንስ ብዝኸፈቱዎ ተዅሲ እቲ ማዕርፎ ነፈርቲ ክዕጾ ከም ዝተገደደ ኣሶሴይትድ ፕረስ ሓቢሩ። ገለ መንገዲ ኣየራት እውን ሓድሽ ...
ተሓላቒ ኮሚተ ንድሕነት ጋዜጠኛታት (CPJ) ኢትዮጵያ ንለበዋታት ሕቡራት ሃገራት ብምትግባር ንድሕነት ጋዜጠኛታትን መሰል ምግላጽ ሓሳባትን ከተውሕስ ጸዊዑ። እዚ ...
ኣብዚ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ከባቢኣን ዝነብሩ ትውልደ-ኢትዮጵያውያን ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኣምሓራ ይፍፀም’ሎ ዝበልዎ ምጥሓስ ሰብኣዊ መሰላትን በደልን በብመዓልቱ እናበኣሰ ይኸይድ ኣሎ ብምባል ትማሊ ሰንበት ...
ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኣምሓራ ሓላፊ ቤት/ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ምምሕዳር ከተማ ቆቦ ኣቶ ደርቤ በለጠ ትማሊ ሰንበት መንነቶም ብዘይተፈልጡ ዕጡቓት ከምዝተቐትሉ ነበርቲ’ቲ ከባቢ ንድምጺ ኣመሪካ ገሊፆም ...
ምምሕዳር ከተማ መቐለ ክሳብ ኲናት ኢትዮ ኤርትራ ብዝነበሮም ተሳትፎ ናይ አካል ጉድኣት ዘጋጠሞም ልዕሊ 1- ሽሕ አባላት ሰራዊት መሬት መንበሪ ንምሃብ ዝተለሞ ሓረስቶት ንክመዛበሉን ነበርቲ እውን ...
ኢትዮጵያ ኣብቲ ኣብ ዝመፅእ ወርሒ ጥሪ ሰርሑ ዝጅምር ሓድሽ ልኡኽ ዓቃቢ-ሰላም ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ሶማልያ ኣይትሳተፍን'ያ ክብሉ ሓደ ላዕለዋይ በዓል-ስልጣን ሶማልያ ሓቢሮም። ክልቲኣን ሃገራት ...
ኣብ ኣምስተርዳም ኣብ ልዕሊ ደገፍቲ ኩዕሶ እግሪ እስራኤል መጥቓዕቲ ድሕሪ ምፍፃሙ ሓሙሽተ ሰባት ሆስፒታል ምእታዎምን 62 ድማ ምእሳሮምን ፖሊስ'ታ ከተማ ሓቢሩ ...
ኣብ ሞዛምቢክ ብሰንኪ ዝተኻየደ ኣሰሓሓቢ ምርጫ ሎሚ ዓርቢ ኣብ መንጎ ፖሊስን ናይ ተቓውሞ ሰልፈኛታትን ብዝነበረ ጎንጺ ብውሑዱ ሰለስተ ሰባት ሞይቶም: 66 ሰባት ድማ ከም ዝቖሰሉ ኣብታ ሃገር ዝዓበየ ...
President-elect Donald Trump picked his de-facto campaign manager Susie Wiles as his White House chief of staff, the first ...
መራሕቲ በበይነ ሃገራት ኣፍሪቃ፡ ሎሚ ረቡዕ ኣጋ-ንግሆ ምምራጹ ንዘመስከረ ዶናልድ ትራምፕ ዘለዎም ድጋፍን ኣብቲ ዞባ ክመጽእ ንዝኽእል ጽምዶን ንኢዶም። እቶም ድሮ ናይ ዮሃና መልእኽቶም ገሊጾም ዘለዉ ...